ብቑዕ ዲኹም?
- ኣነ ናብ ካናዳ ዝኸይድ ስደተኛ እየ
- ኣነ ካብ ካናዳ ወጻኢ እየ (ኣብ ዓለም ኣብ ዝኾነ ቦታ)
- ኣነ ቁጽሪ UCI (ፍሉይ ዓሚል መለለዪ) ኣለኒቍጽሪ UCI ብኸመይ ክረክብ እኽእል ?
- ኣነ ናይ ስራሕ ሓበሬታ ይደሊ ኣለኹ
ኣገልግሎታትና ንኹሉ ሓበሬታ ዓማዊል ጽኑዕ ምስጢር ይሕሉ።
ናይ ኦንላይን ትምህርቲ ሞዱላት
ሞጁላት ትምህርቲ ብኢንተርነት ስደተኛታት ናብ ካናዳ ምስ በጽሑ ስራሕ ንኽረኽቡ ዝሕግዝ ሞያ ዝምልከት ሓበሬታ ይህቡ። እቶም ሞዱላት ኣብ ሓያሎ ሓጸርቲ ቪድዮታት ተኸፋፊሎም ኣለዉ። ኩሎም ሞጁላት ኣብ መላእ ካናዳ ኣብ ዝርከቡ ስራሕትን ብዝለዓለ ጠለብን ዝተመርጹ እዮም። ሓደ ሞጁል ምስ ወድኡ፣ ቅድሚ ናብ ካናዳ ምምጾኦም ውጽኢታዊ ሓበሬታ ስራሕ ክዕጠቑ እዮም።