እቲ ናይ ጸጋታት/ፍልፍላት ገጽ፡ ንዓማዊል ብዛዕባ ስራሕ፡ ሓበሬታ ዕዳጋ ስራሕን ኣብ ካናዳ ንዘሎ ሃዋህው ስራሕን ንምሕባር ብኢ-ስታርት ዝምከሩ መላግቦታት(ሊንክታት) ናብ መርበብ ሓበሬታታት መንግስቲ ካናዳን ምስ ስራሕ ዝተኣሳሰር ሓበሬታን ቪድዮታትን የጠቓልል።